ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ፍትሒ /ዓቃቢ ሕጊ ከተማ መቐለ ናይ ቋንቋ ግልጋሎት ዝካብ ሕጋዉያን ወሃብቲ / አመክርቲ/ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 03:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ቋንቋ ትርጉም /
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/02/2013ጀሚሩ ክሳብ ዕለት16/02/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓድስን ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 17/02/2013ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 03፡00

6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 5

ድሕሪት
ጨረታ መደብ