ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንኣባሎት ፖሊስ ግልጋሎት ዝዉዕል ደንቢ ክዳን ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 300,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ሓምለ2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ዘቅርብ

2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርቡ

3 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ፍቃድ ዘለዎን ዘቅርብ

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም

5 መኸበሪ ጨረታ 300,000 .00 ቅርሺ ፣ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ምስ መረዳእታ ጨረታ ብዝተዓሸጉ ፖስታ አተሓሒዞም ከቅርቡ ኣለዎም

6 ተወዳደርቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ኣብ ዉሽጢ 6ተ ኣዋርሕ  ብናይ ባልሎም መጓዓዝያ ናብ ትካልና ዘቅርቡ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 27/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 17/02/2013ዓ/ም ሰዓት8፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ዝክእሉ ኮይኖም ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 30 መዓልታት ይከዉን

9 ኮምሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s