ትካልና ማይጨዉ ስራሕቲ ፓርቲክል ቦንድ ኃ/ ዝተ /ዉ /ኩባንያ አብ እ /መኮኒ ኦፍላን ኣብ ዝተፈላለዩ ሳይት ዕንጨይቲ ምጉዕዓዝ ዘገልግል 24970 ሜትር ሓድሽን ፅገናን ግዚያዊ መንገዲ ንምስራሕ ስለዝደለና ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ትደልዩ ናይ ዶዞር ማሽንን ኣካረይቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ን 15ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ማይ ጨዉ ኣብ ዝርከብ ኩባንያና ወይ ድማ መቀለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊት ለፊት ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ብብር 100.00 ጨረታ ሰነድ ምግዛእ ትክእሉ ምካነኩም ንገልፅ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 30, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 30, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • ማሽነሪ ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝግባኡ ረቃሕታት

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ዝከነ በዚ ዘርፊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎምን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉን ዘሐደሱን ክኮኑ ኣለዎም ነዚ ንምርግጋፅ ኦርጅናልን ኮፒን መረዳእታ ከቅርቡ ኣለዎም

2 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተጫረቲ ናይ ንግዲ ምዝገባ ቁፅሪ ወይ ድማ ቲን ክህልወዎ ይግባእ

4 ተጫረቲ ብፖስታ ዝተዓሸገብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ድማ ጥረ ገንዘብ ብር 2% ከትሕዝ ይግባእ

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100.00 ምስ ቫቱ ብምክፋል መቀለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊት ንፊት ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ወይ ድማ ኣብ ከተማ ማይ ጨዉ ቀበሌ 04 ዝርከብ ኩባንያ ኣብ መምርሒ ፋይናንስ መፂኢኩ ምዕዳግ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዓርብ ዕለት 10/10/2020ዓ/ፈ ልክዕ ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ በዚ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ማይ ጨዉ ቀበሌ ኣብ ዝርከብ ኩባንያና ይክፈት ትካልና ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ተጫረቲ ወይ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ናይ ምክፋት መሰል ኣለዎ

7 ተጫረቲ ዘቅርቡዎ ዓይነት ዶዞር ናቲ ስራሕ ንምስራሕ ብቅዓት ዘለዎ ክኮዉን ኣለዎ

8 ሰዓራይ ተጫራታይ ዘቅርቦ ዶዘር ማሽን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ወፃኢ ናብ እቲ ዝተጠቀሰ ናይ ስራሕ ቦታ ሳይት የጋዕዝ ስራሕ ምስ ወደአ ድማ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ዝምልስ

9 ኩባንያና ነዚ ጨረታ ብክፋለ ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 03 47 77 15 59 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s