ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ናይ አልሚንየም በርን መስኮትን ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ንምጭራት ድሌት ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 22, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50,000
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 22, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይዚ ጨረታ ተሳተፍቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ምግዲ ፍቃድን ከቕርብ ዝኽእል

2 ቫት ምዝጉቡን ዝኾነ ናይ ግብሪ ከፈልቲ ሰነድ ከቕርብ ዝኽእል

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 18/08/2020-28/08/2020ኣ/ፈ ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይግባእ

4 ጨረታ ዕለት 28/08/2020ኣ/ፈ ሰዓ 8፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ወኮቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ብር 50,000 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ዓሺጎም ብ ስፒኦ ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ ጥረ ገንዘብ ብ ፖስታ ዘይተዓሸገ ተቀባልነት የቡሉን

6 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምኻኑ ክጠቕሱ ይግባእ

7 ተጫረቲ ናይ ትራንስፖርት መፅዓንን መዉረድን ክፍሊት ባዕሎም ይሽፍኑ

8 ትካልና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ +251 -03 44 40 68 03/

ድሕሪት
ጨረታ መደብ