ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር ኣቐሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

1 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቕርቡ ትክእሉ

2 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ክተቕርቡ ትክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ሰርተፊኬት TIN ክተቕርቡ ትክእሉ

4 ናይ ቫት ሰርተፊኬት ክተቕርቡ ትክእሉ

5 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2008 ዓ/ም ዴክሌር ዝገበርክሙሉ መረዳእታ ክተቕርቡ ትክእሉ

6 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኾይኖም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሪ ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ብፅሬትን መጠንን ብናይ ባዕልኩም መጓዓዝያ ናብ ቢሮና ክተቕርቡ ትክእሉ

7 መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ይግባእ

8 ተጫረቲ ዘይምለስ 30.00 /ሰላሳ ብር/ እናኸፈልኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 3ይ ደብሪ ቁፅሪ ቢሮ 333 ካብ 26/06/2008 ዓ/ም ክሰብ 18/06/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ:

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ንኤሌክትሮኒክስ ብር 5000 /ሐሙሽተ ሽሕ ብር/ ብCPO ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከተትሕዙ ትኽእሉ

10 አብ ጨረታ ተወዳዲሮም ናይ ዘሸነፍዎ ልዕሊ 5000 /ሐሙሽተ ሽሕ ብር/ ብር እንተኾይኑ ቫት 15 %Â ኣብ ቢሮÂ Â ተቖሪፅዎ ኣታዊ ይኸዉን

11 እትህብዎ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን40 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

12 እቲ ጨረታ ዕለት 18/06/2008 ልክዕ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

13 ተጫረቲ ሰብ ዋና ወይም ተወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ምክፋት ከይዲ ጨረታ አይተኣጓጎልን ወይም ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ የለን

14 ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

15 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ +251344403447 ደዊልኩም ክትረክቡና ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s