ትካልና ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቐፃሊ ሓሙሽተ ዓመት ዘገልግል ትልሚ ስትራተጅክ (strategic plan) ንምድላዉ ኣብቲ ስራሕ ንዝተሰማረዩ ስራሕ ልምዲ ዘለዎምን ሕጋዊ ፈቃድ ዘለዎምን ተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 30, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 30, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፀሪ ቲን ፣ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ናይ ወርሒ ለካቲት ተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ፀብፃብ መረዳእታ ዘቕርብ

2 ተደላይ ትምህርትን ስራሕ ልምድን ተጫራታይ ስትራቴጂክ ፕላን ብምድላዉ 10 ዓመትን ልዕሊኡን ኣብ ማይክሮ ፋይናንስን ዝተፈላለዩ ፋይናንሻል ሴክተርን ልምዲ ስራሕ ዘለኩም 50% ልዕሊኡን ዘቕርብዎ ሰብ ሙያ ብኢኮነሚክስ ፣ አተሓሕዛ ሒሳብ ፣ ስታቲክስ ማናጅመንት ካልኦት ተመሳሳሊ ትምህርቲ ትምህርቲ ዓይነት ዝተመረቁን ልዕሊ 5 ዓመት ኣብ ተመሳሳሊ ስራሕቲ ልምዲ ዝሰርሑ ምኻኖም ምስክር ወረቀት ክተቕርቡ ትክእሉ ምኻንኩም

3 ተጫረቲ ጨረታ መኸበሪ ዉሕስና 10 ሚኢታዊት ከትሕዝ ዝኽእልን ንዝሰዓሮ ጨረታ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ ዉሕስና መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋዊ ብዝኾነ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

4 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 25/06/2020 ኣ.ፈ (18/10/2012ዓ/ም) ጀሚሩ ኣብ ሓባራዊ ሀንፃ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ትካልና ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ 3ይ ደብሪ ብር 100 ዘይምለስ ብምኽፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/07/2020ዓ/ም (30/10/2012ዓ/ም ) ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 9፡30 ድሕሪ ሰዓት ይኸዉን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ አንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s