- በቢ ስራሕ ዘርፊ ናይ 2008 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ መቐረባነት ደፍተርን ቲንን ዝተሐደሰ ዘለዎ ፎቶ ኮፒ ኦርጅናልን ነንበይኑ ብፖስታ ተዓሺጉ ዘቅርብ
- ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2008 ዓ/ም ዲክላራሲዩን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::
- ተጫራቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ፅለት 26/ 6 /2007 ዓም ክሳብ 10/6/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅ/ቀትሪ ባህርዛፍን ኤሌትሪክን ብሎኬትን ስሚንቶን ኣቕሑት ብዘይ ክፍሊትን ቫት ተመዝገብቲ ዘይኮኑ ዝወዳደሩ ኮይኖም ንናይ ህንፃ መሳርሕን ሐሻዋን ግን ዘይምለለስ ዘይምለስ ብር 30 ቅርሺ እናኸፈሉ ካብ መቤትና ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 6 ክወስዱ ይኽእሉ
- እቲ ጨረታ ዕለት 10/6/2008 ዓ/ም 3:30 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ቅ/ቀትሪ ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኹን አብ ዘይተረከብሉ ይክፈት::
- ተወዳደርቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክብሪ ጨረታ ንህንፃ መሳርሕን ሐሸዋ ጥራሕ 10,000.00 /ዓሰርተ ሽሕ ብር / ጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፕኦ ከትሕዙ አለዎም::
- እቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዝይብሉ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ማህተምን ፌርማን ተገይሩ ብፖስታ ተዓሺጉ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ነንበይኑ ፖስታ ብምግባር ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ንዝተዳለወ ሳፁን ናብ ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይክእሉ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንዝበለፀ ተወሳኪ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454/0914120805 ምሕታት ይካአል::
ድሕሪት- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
- ኮንስትራክሽን (1060)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
- ሕርሻ (534)
- ህንፃ መሳርሒ (7225)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
- ምምካር (182)
- ትምህርቲን ስልጠና (199)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
- ምግብን መስተን (524)
- እግድ (43)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
- ፈርኒቸር (1301)
- ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
- ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
- ጥዕና (267)
- ናገዛ ኣቁሑት (94)
- ኢንሹራንስ (4)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
- መሬትን ሊዝን (59)
- ፅገና (835)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
- መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
- መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
- ምስሊን ቀረፃን (23)
- ስራሕቲ ሕትመት (1666)
- ስራሕቲ ምልላይ (84)
- ክራይ (748)
- መሸጣ (1207)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
- ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
- መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
- መኽዝን (33)
- ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
s