ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ደቂሶም ንዝሕኮሙ ተገልገልቲ ኣጐልግሎት ኣቅርቦት ምግቢ ንምሃብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከጫርት ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ በቢ ንግዲ ዘፈርኩም ክትጫረቱ እትኩእሉ የፍልጥ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 23, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዝርዝር ን ጨረታ ዝቀረበ ናይ ምግቢ ዓይነታት  ኣትክልትታት ፣ ቅመማ ቅመም ፣ ሰርጌ ናይ ጣፍ ፣ ፊኖ፣ ጥራምረ፣ በርበረ ፣ ስጋ ጠሊ ፣ ሽኮርን ዘይትን ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ መቅረብቲ ካብ 01/10/2012ዓ/ም ክሳብ 22/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ናብ ናይ ሆስፒል ዓብይ ዓዲ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን  ብዘዉፅኦ ሳንዱቕ ጨረታ ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ክማላእ ዝግበኦም ሰነዳት ኣማሊእኩም  ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ከተእትዉ የፍልጥ  

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም፣ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ተመዝገብቲ መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎ፣ መቕረባይነት ዝተሓደሰ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤ ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

4 ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝኮፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤ ዝተሓደሰ ወረቀት መቅረባይነት ዘለዎ

5 መክበሪ ጨረታ ከትሕዝ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብስፒኦ ዝክእል 3000.00 ከትሕዝ ዝክእል፡

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 03/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ

7 ጨረታ ዝክፈተሉ 23/10/2012 ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

8 ዝሰዓሮ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብቲ ሆስፒታል ዘቅርብ፤

9እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስል መሰል ኣለዎም

10 ተጫራቲ ሽም ማህተም ፊርማ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንትኮይኑ አብ ጎኑ ፊርማ ተዘይሃሊዎን ተቀባልነት የብሉን፡፡

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሞባይል 0344-460050 /51 ምሕታት ይከኣል እዩ፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s