1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን መቅረባይ ሰርትፊኬት ቫት ተመዝገብቲን ናይ የካቲት 2012ዓ/ም ቫት ዲክለረሽን ከቅርብ ዝክእል
2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ፋይናንስን ካብ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
3 ጨረታ መኸበሪ ናይ ደንቢ ልብሲ ክዳን ብር 15,000 ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት Bሽም ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከትሕዝ ዝክእል
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 09፡00 ይክፈት
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 77 78/09 14 74 68 68 /03 14 45 04 04 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ድሕሪት