ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ በጀት SLLMPን 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ናይ ፈልሲ ኣፕልን፣ ሮክስቶር ሳይንትርን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 16, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ፀገዴ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ቲን ነምበረ ማለት እዉን መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ  ናይ መቅረባየነት ሰርቲፊኬት  ዋናን ቅዳሕን  ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጨረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 12 ጥሪ 2008 ዓም  ክሳብ 27 ጥሪ 2008 ዓም  ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋየናንስን ወረዳ ፀገዴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንሕድሕድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ  ብምክፋል  ምዉሳድ ይካኣል እዚ ማለት ሎት  ሓደ ፈልሲ ኣፕል ፡ሎት ክልተ ሮትስቶክ ሳይንትርን ምዉሳድ ይከኣል

5 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 3000 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ  ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

6 ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 27 ጥሪ 2008 ዓ∙ ም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ  በቲ ዕለት  ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምረካቦም  ናይቲ ጨረታ ስነስርዓት  ኣይተኣጋጎልን

8 ተጫረቲ  ሰዓራይ ኮይኖም  ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብጥረገንዘብ ብምትሓዝ ዉዕሊ ኣሲሮም ንብረት ብናይ ባዕሎም  መጋዕዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ብባዓል ሞያ  ኣፈቲሾም ኣብ ዉሽጢ 20  ተከታተልቲ መዓልትታት የረክብ

9  ቢሮና  ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 35 ናይ ስራሕ መዓልትታት ኮይኑ ቤት ፅሕፈትና 20 % ናይ ምንካይ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0914190333 ወይ 0918083986    ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ