ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ንናይ ኢንተርኔት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሓ Router 1941 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደሊዩ መቕረብቲ ከም ዝስዕብ ዝተዘርዘሩ መምርሒታት ክተማልእዎም ዝግባእ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 26, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

 

1 ናይ 2008 ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘሐደስኩም::

2 ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ወርሒ ሕዳር ዲክለር ዝገበርኩም::

3 ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩምን ዘሐደስኩምን::

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TIN/ ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳአታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::

5 መቅረብቲ ካብ ዕለት 26 /04/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/ 05 / 2008 ዓ/ም  ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብኤጀንሲ ፕሮመሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕረሻ ክልል ትግራይ ከይዲ ሰራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 1ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ102 ዘይምለስ ብር 30 ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ አብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከአል::

6 ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ / ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ   / CPO/ ቅድሚ እቲ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ዝኽእሉ:

7 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 5/ 05/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00   ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምኽፋት ኣይተዓናቐፍን:

8 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 50 30 ምሕታት ይኸአል እዩ::

 

 

 

 

 

 

 

 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ