ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪ

ተቁ

ዓይነት ዝርዝር

መለለይ ቁፅሪ

መዓቀኒ

በዝሒ

32303

1

Angle Iron

40*40  mm

PCS

6

2

RHS

20*20*3 mm

PCS

10

3

RHS

40mm*40mm*4mm

PCS

20

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድነ ቲ ሰርቲፊኬት ቫት ሰርቲፊኬት ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ዘይኮንኩምን ትክእሉ ኢኩም

2 እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ወይ ቲኦቲ ዘለዎን ዘይብሉን ምካኑ ብንፁር ክቅመጥ አለዎ

3 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ገዜ ካብ ዕለት 27/06/2012 -30/6/2012 ዓም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 01/07/2012 ዓም ቅ/ሰዓት 3:30

5 ዘድሊ ኩሉ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ አለዎ

6 ሰዓራይ ምሰዓሩ ካብ ዝተነገሮ ጀሚሩ ኣብ ዝሐፀረ እዋን እቲ ኣቅሓ ከረክብ አለዎ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስለኪ ቁፅሪ 0344407761 / 0342401921/ 0342404674 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል ወይ ከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝረከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፈሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎማ ቅጥዒ ምዉሳድ ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ