ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ብመደበኛ መንግስታዊ በጀት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪናን በጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ።

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋናን ቅዳሕን ዘቀርብ፤

2 ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዋናን ቅዳሕን ዘቀርብ ፣

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዋናን ቅደሕን ዘቅርብ፤

4 ሪፖርት ተወሳኺ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ዘለዎን ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ፤

5 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና 3000.00 ቅርሺ፣ ንኤሌክትሮኒክስን ድማ 5000.00 ቅርሺ ፣ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከተትሐዙ እትክእሉ

6 ጨረታ ሰዓራይ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ዘቀርብን

7ሰነድ ጨረታ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረትን ክትወስዱ ትኽእሉ፤

8 ሳንዱቅ ጨረታ ካብ ዝተጋወሓሉ ዕለት 27/06/2012ዓ/ም ክሳብ 11/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ ተጫረቲ ወይ ደማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት።

9 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 30 መዓልቲ ይኸዉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11 ሰዓራይ ካብ ዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ኣለዎ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-442541 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ