ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ን 2012 በጀት ዓመት ንፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ካብ ዝምልኮቶም መቅረብቲ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊ

1 ተጫረቲ ናይ እትወዳደርሉ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድኩምን  መቕረባይትን ካርዲ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ካርዲ ወይ ቲን ናምበር ቁፅሪ ብተወሳኪ ድማ ናይ ቫት ተመዝገብቲ መረዳእታ ኮፒ ከተታሓሕዙ ግድን እዩ

3 ኣብ ጨረታ ሰነድ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ሽም ፣ ፌርማ ፣ ኣድራሻ ፣ ሕጋዊ ማህተም ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ክግበሮ አለዎ

4 ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን ካብዚ ሰነድ ጨረታ ኣብ ካሊእ ሰነድ መሊእካ ምቅራብ ተቀባልነት የብሉን ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ኣብ ሕድሕድ ማተርያል ቫት ዋጋ ሓዊሱ ዝመልእ

5 ናይ ቫት ተመዝገብቲ ናይ ወርሒ ሕዳር 2012 ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ

6 መኸበሪ ጨረታ ናይ ፅርየት ኣቅሑት /ህትመት/ ብር 5000 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባኪ ዝተረጋገፀ ሌተርኦፍ ክረዲት ከትሕዙ ይግባእ

7 ጨረታ ሰነድ ካብ ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ሓዉዜን ዘይምለስ ብር 50 ጥራሕ እናከፈሉ እቲ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ክወስዱ ይኽእሉ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 27/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ እዋን ይክፈት

9 ሰዓርቲ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓታት ዉዕሊ ኣሲሮም ናይ ዘሸነፍዎ ጠቅ/ድምር 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ፣ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሌተርኦፍ ክሬዲት ከትሕዙ ይግባእ

10 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 01 29 04 41

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s