ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ሕትመት መቕረብቲ ኣቅሑትብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 10:02 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ፣ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ተወዳዳሪ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 27/05/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00

4 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416727

ድሕሪት
ጨረታ መደብ