ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 15, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

P.R

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መዓቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

31548

1

Galvanized flate sheet metal

1mm thickG-28

m

80

2

EAGA Sheet (500)

M2

950

3

Dome shape screw

1pkt=500pcs

pkt

20

4

Timber

400*25*2mm

pcs

10

5

Timber

400*20*2mm

pcs

10

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ቫትን ኮፒ ከተሓሓዝ አለዎ

2 እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት /ቲኢቲ/ ዘለዎን ዘይብሉ ምካኑ ብንፁር ከቅመጥ አለዎ

3 ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሐፀረ ግዜ ግልጋሎት /ኣቅሓ/ ክህብ አለዎ

4 ዘድሊ መረዳእታ ብፖታ ተዓሺጉ ክመፅእ አለዎ

5 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 07/05/2012 ክሳብ 14/05/202 ዓም እዩ

6 ፕሮፈርማ ዝከፈቱ ዕለት 15/05/2012 ሰዓት 3:00 ይከዉን

7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፈርማ ብክፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342404674 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀደማ ኣብዝረከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ