ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብ ከተማ ተኽሊ ፈልሲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 27, 2006 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ሕርሻ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቤት ፅሕፈት  ትልምን  ፋይናንስን  ከተማ ኣላማጣ ኣብ ከተማ ተኽሊ  ፈልሲ  ብግልፂ  ጨረታ  አወዳዲሩ  ክዕድገ  ይደሊ::

ተጫረቲ   ከማልእዎ  ዝግባእ
በቲ  ዘፈር  ናይ  2007 ዓ/ም  ዝተሐደሰ  ፍቃድ  ንግዲ::
ናይ  2007 ዓ/ም  ዝተሐደሰ  ናይ   መቕረባይነት  ሰርትፌኬት::
ናይ  ቫት  ተመዝጋቢ  ኾይኑ  ናይ  ቫት  ሰርትፌኬተ ዘለዎ::
ናይ  ግብሪ  ከፋላይ  መለለይ   ቑፅሪ    ዘለዎ::
ሰዓራይ  ዝኾነ   ተጫራቲ  ዘሸነፎም  ተኽልታት  ብናየ  ባዕሉ  ትራንስፖርት  ኣብ  ቤት ፅት  ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ከረክብ   ኣልዎ::
ተጫረቲ ንሕድ ሕድ ሰነድ   ጨረታ ዘይምለስ   ብር _-___________          ብምኽፋል  እዚ  ምልክታ  ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ  ናይ  ስራሕ  ሰዓት  ጥራሕ  ካብ ከይዲ  ስራሕ   ዕዳጋ  ፋንምምር  ሰነድ   ጨረታ  ምዉሳድ  ይኽእሉ::
 እቲ   ጨረታ ሳንዱቅ   ዕለት   03/12/2006     ልክዕ   8:30  ተዓፅዩ  በተመሳሳሊ   ዕለት  ልክዕ  ሰዓት  9:00  ተጫረቲ  ወይ  ሕጋዊ  ወከልቶም  ኣብ  ዝተረከበሉ አብ  ቤት  ፅሕፈት  ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ይኸፈት::
ቤተ  ፅሕፈትና   ዝሐሸ   መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን  ብኽፋል  ናይ  ምስራዝ  መብቱ ዝተሐለወ እዩ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ