ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ ትምህርቲ ናዉቲ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ መወዳእታ ወርሒ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ

4 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ዘቅርብ

5ናይ ጨረታ መከበሪ 3000 ቅርሺ ብቤት ፅሕፈትና ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእል

6 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ 50 ብር ብምክፋል ካብ ማልት ቤት ፅሕፈት ቑፅሪ 430 ክወስዱ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻል ዶክመንትን ማሕተምን ገይሮም ሓደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒን ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 29/04/2012 ክሳብ 13/05/ 2012 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከበ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ 13/05/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

ድሕሪት
ጨረታ መደብ