https://tenders.milkta.com/ti/display/9806

ኮሌጅ ኪነጥበባት ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕደጋ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም

2 እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ 07/04/2012ዓ/ም ክሳብ 10/04/2012 ዝፀንሕ እንትኮን ዕለት 10/04/2012 ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

3  ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፌርማን ይጠቐሙ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 94 67/ 09 14 41 30 07  ምድዋል ይከኣል