https://tenders.milkta.com/ti/display/9592

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ናይ 2012ዓ/ም መቕረባይነት ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 25/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 12 09