https://tenders.milkta.com/ti/display/9394

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 12, 2012 3:31 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን

2ቲን መፍለይ ቁፅሪ

3  ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት

4ፕሮፎርማ ዕለት 12/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት

5 ንተዋሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 43 46