https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9349

ኩሓ ሆስፒታል ናይ ባንባ መስመር መቐያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክገዝእ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 8, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ንግዲ ፍቃድ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎ

3 መቅረባይነት ሰርትፊኬት

4 ፕሮፎርማ ካን 05/03/2012ዓ/ም ክሳብ 08/03/2012ዓ/ም መእፀዊ 8፡00 ሰዓት

5 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 03 44 42 02 21 /09 14 00 80 94/09 14 48 61 95 ምሕታት ይካኣል