https://tenders.milkta.com/ti/display/9304

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ፅባቐ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሎዶር ስፔር ግዚኢት ብፕፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክግበሮ ኣለዎ

2 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ሰነድ ከቅርብ ዝክእል

3. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 02/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/03/2012ዓ/ም 3፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት05/03/2012 ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡30

5. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342418137 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል