https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9280

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

1 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 01 /03/2012 ዓም ክሳብ 04/ 03 /2012 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፐስፍኬሽን ምዉሳድ ይከኣል

2 ፕሮፎርማ ዕለት 04 /03 /2012 ዓም ሰዓ 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ ቲን ነምበር መቅረባይነትን ከፒ ከቅርብ አለዎም

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344408887