https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9057

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘለዉ ሰራሕተኛታት ኣርባዕተ /4/ ሰብ ብፕስችሪ ኮምፒተር ኣካዉንቲንግ ንምሰልጣን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2012 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2012 03:02 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ትምህርቲን ትሬይንግ/

1 ዝተሓደሰ ናይ 2010/11 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ቲን ሰርትፊኬት ዘለዎ

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ክሳብ 17/02/2012ዓ/ም  ዝኽፈተሉ 18/02/2012 ሰዓት 3:00 ይከዉን

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402529/414490 ምድዋል ይከኣል።