https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9015

ዋና ቤት ፅሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ናይ 2ተ ዓመት ማለት ናይ 2010ዓ/ም ንናይ 2011ዓ/ም ምንቅስቃስ በጀቱ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ስለዝደለየ ዝምክለተኩም ሕጋዊ ኦዲተራት ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግበሪ ከፋላይ ፣ መለለይ ቁፅሪ ፣ ቲን ናምበር ዘለዎም

2  ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም እስካብ 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ክትቀርቡ /ክትወዳደሩ ትክእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቤ/ፅት ህወሓት ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 41 41 29 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል