https://tenders.milkta.com/ti/display/8994

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 12, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 በቲ ዝተጠቐሰ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል

4 ፕሮፎርማ ካብ ዝዕደለሉ ዕለት 10/02/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 12/02/2012 ዓ/ም 6:00 ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ ዕለት12/02/2012 ሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 41 41 25 05 09 14 59 11 08 09 48 53 62 08 ይደዉሉ