https://tenders.milkta.com/ti/display/8983

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቕሑት/ መሳርሒ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 10/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ምቅራብ ይካኣል

4 ፕሮፎርማ 07/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል