https://tenders.milkta.com/ti/display/8932

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወደደረ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሺኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ንከትእትዉ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

3 ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቀርብ

4 ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ

5 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/03/12 ሰዓት 2፡30 ክሳብ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም 2፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 2፡30 ይክፈት ሰዓት

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ሕልዉ አዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ 03 44 41 05 04 ምጥቀም ይካኣል