https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8918

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ፀጥታ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ናይ መኪና ኣቁሑ ክጫረት ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2012 04:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 8, 2012 05:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 መፍለይ ቲን ናምበር ዘለዎም

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

4 ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

5ፕሮፈርማ ዝዕፀወሉዕለት 08/02/2012 ልክዕ ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ኮይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5፡00 ይኸዉን