https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8727

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መበየዲ ኦክስጅን ጋዝ ምምላእ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2012 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 27, 2012 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኬሚካልን ሪኤጀንት/

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል ይዕድም

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 22/1/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/1/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በዚ ተመሳሳሊ ዕለ ሰዓት 4:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል