https://tenders.milkta.com/ti/display/8675

ኣብ ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢሩኡ ተገልግል ናይ መኪና ፖሊስ 00086 ሞዴል hard79L Hard Top /ሃርድ ቶፕ/ ናይ መኪና ኣቅሓ ንመግዝኢ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክወዳድር ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ካም ዝስዕብ ይከዉን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 21, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011/ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቕረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

3ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 19/01/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/01/2012ዓ/ም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝረኣየሉ ዕለት 21/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይከዉን

5  እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል