https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8507

ሞሞና 11 ሕ/ስ/ማሕበር ዓርሰ ሓገዝ መንበሪ ኣባይቲ ኣብ ሚዘር 70 ካሬ ብሎክ 296 ዝኮነ መንበሪ ገዛ ካፍቲ በፂሕዎ ዘሎ ደረጃ ቀፂልና ተኻናተርቲ ዓዲምና ብምዉድዳር ዝቐረየ ናይ ህንፀት ስራሕቲ ከነሳልጥ ስለዝደለና በቲ ዝስዕብ ዝርዝር መመዘኒ መሰረት ክትወዳደሩ ትደልዩ መስፈርቱ እተማልኡ ኩሎክም ንክትወዳደሩ ብክብሪ እናዓደምና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 16, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 16, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

1 ናይ 2011ዓ/ም ናይ ህንፃ ተኻናታራይነት ደረጃ ስራሕ ፍቃድ ዝተሓደሰ ፣ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ

2 ካብ ደረጃ 3-6 ናይ ህንፃ ተቃራፃይነት ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን

3 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 07/01/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 61 74 21 /09 14 04 33 06 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ