https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8206

ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናዉቲ ኣቁሑት ቡንባን ኤሌክትሪክ ብምልክታ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 25, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 25, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ዘይንበብ ፎቶ ኮፒ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቀባልነት የብሉን

4 እዚ ፕሮፎማ ዕለት 25/12/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ 3፡30 ኣብ ማእኸል ኢቨስትመንት ቃላሚኖ ይክፈት

5 ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 48 99 04 23