https://tenders.milkta.com/ti/display/8162

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 18, 2011 10:02 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 15/12/2011 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/12/2011 ሰዓት 10፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር

2 ተወዳደርቲ እቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልና እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ክተረጋግፁ ንሕብር

3 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርትፊኬትን ቲን መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ከተቕርቡ ንሕብር

- ካልእ ዓይነት ባትሪ ናይ መኪና 70am እንተሃልዉን ምጥቃስ ይካኣል እዩ