https://tenders.milkta.com/ti/display/8135

ንዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ ናይ ሞዴል 166 ቲዮታ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ስለ ዝደሊ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክተወዳደሩ እትክእሉ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ትክእሉ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፀሪ /ቲን ናምበር/ ሰርተፊኬት ዘለኩም

3 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝሓዝኩም

4 ቫት ተመዝገብቲ ነዝኮኑ ቫት ዝተመዝገብሉ ኮፒ ዘቅርብ

5 ናይዚ ፕሮፎርማ ሰዓርቲ እንተኮይኑኩም ናይ ዝስዓርኩምዎ ንብረት ካብ ዝግለፀሉኩም እዋን ጀሚሩርኩም ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ዝድለ ንብረት ከተረክቡ እትክእሉ

6 ቢሮ ቁፅሪ 6 ካብ  ዕለት 14/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቕቡ ትኽእሉ

7 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 17/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብቲ ዝተገለፀ ቢሮ መፂኢኩም ክትሳተፉ ትክእሉ ኢኩም

ዝበለፀ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0344460323 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ኮንፈርት ናይ ቴዮታ መኪና 166

ወልፊት ኦርጅናል

ሴት

01