https://tenders.milkta.com/ti/display/8127

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዞባ ስታፍን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 17, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ፣ መቕረባይንትን ቲን ናምበርን ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ መስ ዝቀርበ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊኢኩም ብፖስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 13/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 17/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ሰዓት ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ ዝቕረበ ፕሮፎርማ ዕለት 17/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ዝኽፈት ምካኑ ንገልፅ

2 እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦጅናል ክኸዉን ኣለዎ

3  እቲ ዝቐረበ ኣቅሓ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ አብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ክቅርብ ኣለዎ

4  ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7 ስራሕ መዓልትታት ጥራሕ ይከዉን

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ደ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘዉፆኦ በዝሒ ምቕናስ ፣ ዝምዉሳክ ከምኡ ዉን ብሙሉእ ወይ ብክፋል አቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 ንዝድለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 4064 51 ምሕታት ይካኣል