https://tenders.milkta.com/ti/display/8104

ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓት ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘሩ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 14, 2011 3:32 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ኤክስፕሮ ባትሪ

ሞዴል 166 3L

ቁፅሪ

01

2

ዘይቲ40ቁፅሪ

ሞዴል 166 3L

ብሊትሮ

10

3

ቡትስ

ሞዴል 166 3L

ቁፅሪ

02

በዚ መሰረት ዝምልከተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ዋጋ መቕረቢኩም /ፕሮፎርማ/ ክሳብ ዕለት 14/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ዉሽጢ ናበ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቁፅሪ 12 ከተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

1 ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ንግድን ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቑፅሪ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርቴፊኬት

2 ንቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ቫት ሰርትፊኬት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክለር ዝተገበረሉ መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣታሓሒዝኩም ክተቕርቡ ግድን ይኸዉን

3 ዋጋ ዝቐርበሉ ኣቅሓ ሰዓራይ ዝኮነ እቲ ኣቅሓ አብ 10 መዓልቲ ከቕርብ ከምዝግባእ ብንፁር ምፍላጥ የድሊ

4 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ ጨረታ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 14/12/2011 ሰዓት 3፡30ይክፈት

6  ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 43 46 / 03 44 40 36 63 ምሕታት ይካኣል