https://tenders.milkta.com/ti/display/8060

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ስፔር ፓርት ንምግዛእ ስለዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም ከማለኡዎ ዝግበኦም ቅድመ ኩነታት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ ፣

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእለ

4 ተጫረቲ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሩኩምን ናይ መቕረባይነት ምስከር ወረቐት ኮፒ ምስ ሙሉእ ዶክሜንትኩም ብምትሕሓዝ ክተቕርቡ ትኽእሉ

5 ካብ ዕለት 07/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 09/12/2011ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 09/12/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ድ/ሰዓት ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 47 15 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል