https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8043

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሲሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2011 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ሲሚንቶ

2ይ ደረጃ

ብኩንታል

60

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ፣ ኮፒ ሰነድ ዘቅርብ

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 6/12/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/12/2011 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 10/12/2011 4፡00 ተዓፅዩ  በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ዝክፈት ይከዉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09 14 41 30 07/ 03 42 40 91  ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል