https://tenders.milkta.com/ti/display/7853

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ኮንፎርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 11, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 11, 2011 3:01 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 08/11/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ዝፀንሕ ኮይኑ  ዕለት 11/11/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00  ይክፈት

ፕሮፎርማ ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ

ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፎርማ ምስተከፈተ ን7ተ  መዓልቲ ይከዉን

እዚ ፕሮፎርማ ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

ብተወሳ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ብመምርሒ ዕደጋ ክልል አዋጅ ቁፅሪ 2552007 ተፈፃሚ ይከዉን

ስልክ ቁፅሪ 0344404715

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል