https://tenders.milkta.com/ti/display/7793

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌክትሮኒክስ ንሚኒ ሚዲያታት ማእከላይ ስፒከር ጎልዲ 1212 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 25, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 25, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤  

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 20/10/2011ዓ/ም ክሳብ 25/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                             2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

                                              ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-410504 ምድዋል ይከኣል፡፡