https://tenders.milkta.com/ti/display/7775

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ዓይደር ንዝ/ዩ ቤት ፅሕፈታት ክ/ከ/ዓይደር ግልጋሎት ዝውዕል ጀነሬተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 18, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 14/10/2011ዓ/ም ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ድ/ቀትሪ ፡ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                    2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡