https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7741

ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ክልል ትግራይ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ጠረቤዛ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 13, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                         2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

                                                 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401209 ምድዋል ይከኣል፡፡