https://tenders.milkta.com/ti/display/7684

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2011 11:25 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 6, 2011 11:26 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/10/2011ዓ/ም ክሳብ 05/10/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡25  ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404161 ምድዋል ይከኣል፡፡