https://tenders.milkta.com/ti/display/7662

ቤት ፅሕፈት ርእስ ምም/ር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምም/ርን ቤት ፅሕፈት ጥ/ሕ/ው/ምሃብን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ፅሕፈት ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2011 2:29 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 5, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/09/2011ዓ/ም ክሳብ 04/10/2011ዓ/ም

                                           2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/10/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይክፈት፡፡                                                             ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406451 ምድዋል ይከኣል፡፡