https://tenders.milkta.com/ti/display/7628

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 29, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

 1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 29/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00                                                                       2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406280 ምድዋል ይከኣል፡