https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7622

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ፀፀርን ሓሸዋን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 29/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00                                                                      2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡10 ይክፈት፡፡

                     ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794/95 ምድዋል ይከኣል፡