https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7571

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤግዚቭሽን ዳስ ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2011 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2011 03:31 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ምልላይ ኣቁሑታት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/09/2011ዓ/ም ክሳብ 22/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡     

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417910 ምድዋል ይከኣል፡፡