https://tenders.milkta.com/ti/display/7567

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ኣጠ/ምም/ርን ገጠር መሬት ክ/ትግራይ ካብ ካፒታል በጀት ዝኮነ ፍልፍል በጀት ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/09/2011ዓ/ም ክሳብ 22/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡     

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417104 ምድዋል ይከኣል፡፡